ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ፈላማይ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ ጉባኤ ተወከልቲ ክልልት ይሳተፉ ኣለዉ።

ናይ 100 መዓልታት ትልምን ኣፈፃፅምኡን በምቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዘምልከት እውን ዘተ ከምዝግበረሉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment