ሊግ ደቂ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣድስ ኣበባ ልገሳ ደም ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ደቂ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣድስ ኣበባ ደመይ ንወገነይ ብዝብል መሪሕ ቃል ልገሳ ደም ኣካይዱ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ 500 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ደም ለጊሰን፡፡

ፕሬዚዳንት እቲ ሊግ ወይዘሮ መልኬ ኣለማየሁ፥ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ማጀት ሓሊፉ ኣብ ውሽጢ ፖለቲካ እውን ለውጢ ከምፃኣ ከምዝኽእላ ገሊፆም፡፡

ስለዝኾነ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ካብ ምዃን ሓሊፈን ኣብ ፖለቲካ ለውጢ እናምፃኣ ከምዝርከባ ተዛሪበን፡፡

ደቂ ኣንስትዮ እውን ፓርቲ ብልፅግና ዘሃቦ ዕድል ክጥቀማሉ ከምዝግባእ መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን፡፡

ብፈቲያ ዓብደላ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment