ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ መደባት ዓመተ 2013 ይግምግማ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣፈፃፅማ መደባት ዓመተ 2013 ይግምግማ ኣለዋ።

እቲ ሊግ  “ማዕርነትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ንናይ ሓባር መዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 15 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣኽቢሩ።

ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ወይዘሮ መሰረት መስቀሌ፥ ኣብዛ ሃገር ዝህነፅ ፌደራላዊ ዴሞክራሲያዊ ስርዓት ናይ ደቂ ሰባት ተወሳኺ ባህጊ ማእኸል ዝገበረ ንክኸውን ፃዕሪ ከምዝተገበረ ኣረዲአን።

ብተወሳኺ ከይዲ ይኹን ትሕዝቶ ዴሞክራሲ ተሓሳቢ ዝገበረ ንኹሉ ዘሳትፍ ንክኸወን ፓርቲ ብልፅግና ፃዕሪ ከምዝገበረ ተዛሪበን።

ኣብ መኽፈቲ እቲ መድረኽ ገምጋም፥ መንግስቲ ሕጊ ንምኽባር ኣብ ዝወሰዶ ስጉምቲ ንዝተሰውኡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፀሎት ሕሊና ተገይሩ።

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

Comments (0)
Add Comment