ሊዝ ትሩስ ሓዳሽ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሪታንያ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዝ ትሩስ ሓዳሽ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሪታንያ ኮይነን ተመሪፀን።

ትሩስ ተናሓናሒአን ንዝኾኑ ሪሺ ሱናክን ብምስዓር ከምዝተመረፃ ቢበሲ ኣብ ፀብፃቡ ኣመልኪቱ።

ሊዝ ትሩስ ኣብቲ መረፃ 81 ሺሕን 326 ድምፂ ዝረኸባ እንትኾና፥ ሪሺ ሱናክ ድማ 60 ሺሕን 339 ድምፂ ረኺበን ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment