ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሃረሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ክልል ሃረሪ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ካብቲ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል ዝተውፃፅኡ ነበርቲ፣ ሓረስቶትን ሰራሕተኛ መንግስቲን ተረኺቦም።

እቶም ሰልፈኛታት፥ ብመሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፉ 6 ናይ ለውጢ ዓማውቲ አብ ዓውዲ ሰላም፣ ልምዓትን ሰናይ ልምዓትን ዝተረኸቡ ውፅኢታት ዝገልፁ ጭርሖታት የስምዑ ኣለዉ።

ንሰላምና ዘብዒ ንኹን፣ ለውጢ ክነቐፅል ኢና፣ ዓወትና ክንሕሊ ኢና፣ ንቐፃሊ ዓወት ሓቢርና ክንሰርሕ ኢናን ሰላም ንኹሉን ኩሉ ንሰላምን ዝብሉ ጭርሖታት ተሰሚዖም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment