ህፃን ቆልዓ ሕሙም ኩሊት ብምምሳል እናለመኑ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃን ቆልዓ ሕሙም ኩሊት ብምምሳል እናለመኑ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን ክፍለ ከተማ ጉለሌ ኣፍሊጡ።

ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ዘለዉ ወዲ 10 ዓመት ህጻን ሕሙም ኩሊት ብምምሳልን ናይ ሕሶት ሰነድ ብምድላውን ገንዘብ እናተኣኻኸቡ ብምርካቦም ኢዩ፡፡

ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ 11 ሰባት እንትኾኑ፥ ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ጌታሁን ኣበራ ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment