ህይወቱ እናሀበን ዋጋ እናኸፈለን ዘሎ ሰራዊት ደምና ክንህብ ኢና – ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 35 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሰ ዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝግበር ሓገዝ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ።

ሎሚ መዓልቲ እውን ሰራሕተኛታት ኣመራርሓታትን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ተፀዋዕቲ ትካላትን ልገሳ ደም ኣካይዶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment