ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ- መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሸን ዘተ ካብ ፖለቲከኛታት ብተወሳኺ ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም።

እቲ ኮሚሽን ኣብ ዞባታት ምብራቕን ምዕራብን ጉጂ፣ ምዕራብ ሸዋ፣ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋን ምብራኽ ቦረናን ከልል ኦሮምያ ምስ ዝተውፃእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ ኣዳማ ይዝቲ ኣሎ።

መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)፥ ሃገራዊ ኮሚሸን ዘተ ካብ ፖለቲከኛታት ብተወሳኺ ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

ስለዝኾነ ኣብቲ መድረኽ፥ ሓረስቶት፣ ሰበኽ ሳግም፣ መናእሰይ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ኣረጋውያን፣ ስቪክን ህዝባዊን ትካላት፣ ኣካላት ፖለቲካ ይሳተፉ ከምዘለዉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment