ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ሰራዊት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰላምን ደሕንነትን ንዘበርከቶ ግደ መረሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኣካይዱ፡፡
እቲ ንህዝባዊ ሰራዊት ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ÷ ኣብ ወዳጅነት አደባባይ እዩ ተኻይዱ፡፡
ህዝባዊ ሰራዊት ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ ምስ ምሓውር ፀጥታ ብምውዳድ ሰላም ከባቢኡ ኣብ ምሕላው ልዑል ግደ ከምዝነበሮ ተገሊፁ፡፡
ኣብቲ መረሃ ግብሪ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ካብ በቢ ክፍለ ከተማኡ ዝተውፃእፀኡ ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊትን ኣካላት ፀጥታን ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።