ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መጅሊስ ደሴ ብኣሸባሪው ህወሃት ንዝተፈናቀሉ ኣብታ ከተማ ንዘለዉ ወገናት ልዕሊ 700 ሺሕ ብር ዝግመት ናይ ምግብን ናውቲን ድጋፍ ኣቕሪቡ።
ናይቲ መጅሊስ ፕሬዝዳንት ሸህ እንድሪስ በሽር፥ ኣሸባሪው ህወሃት ብዝኸፈቶ ናይ ሽብር ጦርነት ካብ መንበሪኦም ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ምድጋፍ ካብ ኩሉ ሕብረተሰብ ትፅቢት ይግበር ኢሎም።
መጅሊስ ሕብረተሰብ ብምትሕብባር ድጋፍ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ በምሕባር፥ ብዝተገበረ ምንቅስቓስ ድማ ልዕሊ 700 ሺሕ ብር ዝግመት ምግቢን ናውቲን ምእካብ ከምዝተኽኣለ ተዛሪቦም።
ሕብረተሰብ ከባቢኡን ሓድነቱን ብምሕላው ተፈናቐልቲ ምድጋፍን ኣሸባሪ ህወሓት ክምክትን ኣለዎ ኢሎምክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።