ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ክልል ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ክልል ጋምቤላ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ፥ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ አሪፍ መሓመድን ካልኦት ኣመራርሓን ተረኺቦም።

ብተወሳኺ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተውፃእፅኡ ሰባትን ይሳተፉ ኣለዉ።

ብኣለምሰገድ ኣሳዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment