ህዝቢ ንሰላም ዘብዒ ብምዃን ኣብ ልዕሊ ድኽነት ናይ ሓባር ቃልሲ ክገብር ኣቦታት ሃይማኖት ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ብምድሃብ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ኣባላት ብት ምኽሪ ሰላምን ዘተ ተኻይዱ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲብልፅግና ኣይተ መለሰ አለሙን ተረኺቦም።

ሰላም ብባህጊ ዘይኮነስ ካብ ትማሊ ብምምሃር ከምዝረጋገፅ ዝሓበራ እተን ምክትል ከንቲባ፥ ዘላቒ ሰላም ብምርግጋፅ ተተሓሒዝና ክንምዕብል ኢለን ኢለን።

ሐዚዘሎ ለውጢብናይ ኩሉ ተሳትፎ ዘረመፅአ፣ ንኹሉ ዝሕቖፈ፣ ንኹሉ ዝረብሕ ኢዩኢለን።

ኣይተ መለስ ብግደኦም፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝዛዘም ድግስ ብምድጋስ መንግስቲ ኣልባ ብምግብር ሃገር ንምፍራስ ዝነበሩ ውጥናት ብምፍራስ ኣቦታት ሃይማኖትን ህዝብን ንዘበርከቶ ልዑል ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም።

ህዝቢ ንሰላም ዘብዒ ብምዃን ኣብ ልዕሊ ድኽነት ናይ ሓባር ቃልሲ ክገብር ኣቦታት ሃይማኖት ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment