ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ትግራይ ህይወቱ ንዝልውጥ ናይ ለውጢ መንግስቲ ዕድል ክህቦ ከምዝግባእ ኣቦወንበር ፓርቲ ሶሻል ዲሞክራቲክን ምክትል ዋና ስራሕ መካየዲ ትካል ኢኒስቲቲዩት ፖሊሲ ፅንዓትን ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ገሊፆም።
ፕሮፌሰር በየነ ምስ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ከምዝበልዎ፣ ህዝቢ ትግራይ ንወያነ ንብዙሕ ዓመታት ኣፀቢቑ ይፈልጦ እዩ፤ እንታይ ተረቢሑ? ኣብዚ ኹሉ እዋን እንታይ ረኺቡ? ባዕሉ እቲ ህዝቢ ፅቡቕ ምስክር እዩ ኢሎም።
መራሕቲ ህወሓት እቲ ህዝቢ ኣብ ዓብዪ ፈተና ንኽኣቱ ካብ ምግባር ዝሐሸ ስራሕ ተዝሰርሑ ጠቓሚ ከምዝኸውን እውን ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!