ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ክተት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ክተት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ገሊፆም።

ስለዝኾነ ድማ ህዝቢ ብዝቐረበሉ ፃውዒት ዝሃቦ ምላሽ ዘኹርዕ ኢዩ ምባሎም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

ንወፍሪ ህልውና ካብ ስሩዕ ሰራዊት ብተወሳኺ መናእሰይ፣ ፋኖታት፣ ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን መላእ ህዝቢ ኣምሓራን ከምኡ እውን ኢትዮጵያውያን ዝገበሩዎን እናገበሩዎ ዝርከቡን ዝተፈላለየ ሓገዝ ኣመስጊኖም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment