ህዝቢን ምምሕዳርን ከተማ ድሬዳዋ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ 15 ሚሊየን ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ምምሕዳርን ከተማ ድሬዳዋ ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ 15 ሚሊየን ዝግመት ብር ብጥረ ገንዘብን ብዓይነትን ሓገዝ ገይሮም።

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬሰዳዋ ኣይተ ከድር ጁዋር ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር፣ ኣባ ገዳታትን ኡጋዛትን ኣብ ባህርዳር ተረኺቦም እቲ ሓገዝ ነቲ ክልል ኣረኪቦም።

ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፥ ሓገዝ ንዝገበሩ ህዝቢን ምምሕዳርን ከተማ ድሬዳዋ ኣመስጊኖም።

ፍልፍል፦ ግዜኢ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment