ህዝቢን መንግስቲን ኩዌት ንተመዛበልቲ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን መንግስቲን ኩዌት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ።

መንግስቲን ህዝቢን ኩዌት፤ ብዳይሬክተር ኤድ ኩዌት ኣቢሉ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ቀረብ ምግቢን ክዳውንቲን ኢዩ ብሓገዝ ኣበርኪቱ ዘሎ።

ብዳይሬክተር ኤድ ኩዌት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ብምርካብ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ወፃ ዝተገበረሉ ሩዝ፣ ዘይቲ ከምኡ እውን ኮቦርታ ንተመዛበልቲ ኣከፋፊሎም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment