ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢታት ግብፂን ሱዳንን መበገሲ ሩባ ኣባይ ኢትዮጵያ ምዃኑ ተረዲኦም ሓቢርካ ምጥቃም ከምዝግባእ ክግንዘቡ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ ገሊፆም።
እቶም ተቐዳሚ ሙፍቲ፥ ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት እስልምና ፈልሲ ብምትካል ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ መሳጊድ ፈልሲ ክተኽላ ዝኽእላሉ መርሃ ግብሪ ኣጀሚሮም።
እቲ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ፥ ተቐዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ ሓዊሱ ኢማማት መሳጊድ፣ን ሙስሊም መናእሰይ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ተኻይዱ።
ኢትዮጵያ ናይ ክዝቢ ሕቶ ምልማዕ ንምምላስ እናሃነፀቶ ትርከብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ፥ ግብፂን ሱዳንን ዝገብረኦ ፅንቶ ካብ እምነት ኣስተምህሮ ዝወፅአ ምዃኑ ክሓስባሉ ከምዝግባእ እቶም ፕሬዚዳንት ገሊፆም።
“ሓቢርካ ብምስራሕ እምበር ብእኩይ ተግባር ምምዕባል ኣይከኣልን” ኢሎም።
ኣብ መላእ ሃገር ዝርከባ መሳጊዳትን ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት እቲ እምነት ፈልሲታት ንኽከል ፃውዒት ምቕራቦም እውን ትፕኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።