ህዝበ ሙስሊም ፅልኣት ተረቲዑ ሓድነትን ፍቕርን ንክነግስ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም ፅልኣት ተረቲዑ ሓድነትን ፍቕርን ንክነግስ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 1 ሺሕን 445 ብዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መልእኽቶም፥ እቲ በዓል ናይ ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብን ሓጎስን ንክኸውን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

ኣብ ወርሒ ረመዳን ዝተርኣዩ እወንታዊ ተግባራት ኣብ ብዓል ዒድ ኣልፈጥር ይኹን ብቐፃሊ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ዘለዎም እምነት ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment