ህወሓት ኣብ ዓፋር ብዘብፀሖ ጉድኣት ንዝተፈናቐሉ ወገናት ጂማ ዩኒቨርሲቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  29 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓፋር ብዘብፀሖ ጉመጥቃዕቲ ንዝተፈናቐሉ ወገናት ጂማ ዩኒቨርሲቲ ናይ ናውቲ ድጋፍ ገይሩ።

እቲ ድጋፍ ኡንቨርስቲ ሰመራ ብመሰረት ዘቕረቦ ፃውዒት ዝተገበረ ከምዝኾነ ኡንቨርስቲ ጅማ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ብድምሩ 2 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝዋግኦም ናይ ምግብንናውቲታትን ድጋፍ ዝገበረ እንትኸውን÷ እቲ ድጋፍ ፍራሽ፣ ኣልባሳት፣ ናውቲ ገዛ፣ ምግብን ምግቢ ተንከፍን ከምዝኾኑ ካብ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment