ህንፀት ፓርክ ጨርቆስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ17 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ፓርክ ጨርቆስ ሎሚ ተጀሚሩ።

እቲ ህንፀት ኣካቢ ቦርት ባንኪ ዶክተር ቢቂላ ሁሩሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ብዕሊ ተጀሚሩ።

እቲ ቦታ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ወረዳ 4 ፊት ንፊት “ቄራዎች ድርጅት” ዘሎ ሰፊሕ ቦታ ኢዩ ተባሂሉ።

ብግሎባል ባንኪ ደቡብ ከምዝህነፅ ካብ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment