ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመሰረት ዝተትሓዘሉ ትልሚ ይሳለጥ ኣሎ-ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመሰረት ዝተትሓዘሉ ትልሚ ይሳለጥ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትእ ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ገሊፆም።

ኣባላት ቦርድ እቲ ሚኒስቴር ምስ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ብምዃን ህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝበፅሐሉ ብርኪ ኣብቲ ቦታ ብምርካብ ተዓዚቦም።

ብመሰረት እዚ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመሰረት ዝተትሓዘሉ ትልሚ ይሳለጥ ከምዘሎ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment