ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ ዝተነበረሉ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ህንፀቱ ብዕሊ ተጀሚሩ።

እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብ925 ሚሊየን ብር ዝህነፅ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመትን ፈረቓን ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

10 ሰነ 2013 ዓ.ም ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ እምነ ኩርናዕ ምስተቐመጠ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ሀንፀቱ ብዕሊ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።

ብኣደም ኣሊ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment