ሃፍቲ ምፍራይ ዝከኣል ሃገር እንትህሉ ኢዩ – ሰብ ሃፍቲ ከተማ ጎንደር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ገንዘብናን ህይወትናን ንህልውናና” ብዝብል መሪሕ ሃሳብ ሰብ ሃፍቲ ከተማ ጎንደር ዘተ ኣካይዶም።

እቲ ዘተ ዘጀመሩ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ከተማ ጎንደር ኣይ ዘውዱ ማለደ፥ ሰብ ሃፍቲ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝነበረ ወፍሪ ህልውና ሓገዝ እናገበረ ከምዝፀንሐ ገሊፆም።

ሕዚ እውን “ጥይት ንፀላኢየይ ስንቅ ካብ ወገን” ኢሎም ዝኸዱን መስዋእቲ እናኸፈሉ ንዝርከቡን ወገናት፥ ዝግበር ሓገዝ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።

መምርሒ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ከተማ ጎንደር ንወፍሪ ህልውና ምስ ሰብ ሃፍቲ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ልዝብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ንወፍሪ ህልውና ትማሊ እውን ሓገዝ ገይርና ኢና፤ ሎሚ እውን ፅባሕ እውን ክንቅፅል ኢና ኢሎም።

ሃፍቲ ምፍራይ ዝከኣል ሃገር እንትህሉ ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ዝተማልአ ሰላማ ክሳብ ዝረጋገፅ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊን ፋኖን ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment