ሃገር ለኸ ፓርላማ ህጻናት ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ መልክዕ ዝተወደበ ሃገር ለኸ ፓርላማ ህጻናት ተመስሪቱ።

እቲ ርላማ ቅድሚ ሕዚ ፖዴል ፓርላማ ህፃናት ተጣይሹ ዝነበረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ ድማ ጥንኩር ውዳበ ፈጢሩ ብሓዱሽ መልክዑ ተጣይሹ ተባሂሉ፡፡

ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝተኻየደ ከይዲ ምስረታ፥ ካብ ኩሎም ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተውፀእፅኡ ኣባላት ተሳተፍቲ ኮይኖም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ከምኡ እውን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment