ሃገር ለኸ ጉባኤ ምርምርን መፅናዕቲን ምስላጥ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል ሻውዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ምርምርን መፅናዕቲን ኣብ ዩንቨርስቲ መደ ወላቡ ምስላጥ ጀሚሩ።

“ኣብ ኢትዮጵያ ምርመር ንዘላቒ ልምዓት” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ እቲ ጉባኤ፥ 20 ውፅኢታት ምርምር ብምቕራብ ዘተ ክግበረሎም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ዕላማ እቲ ጉባኤ ፀገም ፈታሕቲ ኣብ ዝኾኑ መፅናዕቲታትን ምርምራትን ትኹረት ብምግባር ቀፃልነት ልምዓት እዛ ሃገር ንምርግጋፅ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸወን፥ ካብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት እዛ ሃገር፣ ትካላት ምርምረን መፅናዕቲን ዝተውፃእፅኡ ተመራመርቲን ካልኦት መዳርግቲ ኣከላላትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment