ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

ሚኒስቴር ሰላም ዘሰናደኦ ኮንፈረንስ፤ ”ትካላት ሃይማኖት ንዘላቒ ሰላምና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡

ኣብቲ ኮንፈረንስ ካብ ኩለን ኣቢያተ እምነት ዝተውፃእፅኡ መራሕቲን አቦታትን ሃይማኖት፣ መምህራን ሃይማኖት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግሰትቲ ፌዴራልን ክልላትን እናተሳተፉ ከምዝኾኑ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር የመላኽት፡፡

Comments (0)
Add Comment