ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ምጥያሽ መውፃእቲ ሕጊን ኣሰራርሓን ብምትኳር ልዝብ ዝግበር እንትኸውን፥ ከይዲ ኣወፃፅኣ ሕጊን ማንዋል ምድላው ረቂቕ ሕጊን ቀሪቡ ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ሎሚን ፅባሕን ኣብ ዝካየድ መድረኽ፥ ኣብ ዛዕባታት ኣቢያተ ምኽሪ ሰፊዕ ልዝብ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ።

ብምንይችል ኣዘዘው

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment