ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ኣሜሪካን ካናዳን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዘቲዩ።

ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እተን ሃገራት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሃገራዊ ዘተ ክህልዎም ብዛዕባ ዝግባእ ተሳትፎን ክግበሩ ዝግበኦም ደገፋትን ዘተ ተገይሩ።

ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ፥ ኣብ ዘይተረዳዳእናሎም ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲኻ ምርድዳእ ንሃገርና ኣድላዪ ኢዩ ኢሎም።

ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውንን ነዚ ግደኦም ክዋፅኡ ምግባር ከምዝግባእ ምግላፆም ኣብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment