ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ናብ ካልኣይ ዙር ምዕራፍ ይዳለወሉ ኣብ ዘሎ እዋን ትካላት ሚዲያ ብስፍሓት ምህናፀን ወሳኒ ኢዩ-ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ናብ ካልኣይ ዙር ምዕራፍ ይዳለወሉ ኣብ ዘሎ እዋን ትካላት ሚዲያ ብስፍሓት ምህናፀን ወሳኒ ኢዩ ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም።

ፕሮፌሰር መስፍን አርኣያ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማ ደሴ ዘህነፆ ህንፃ ኣብ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ምርቓት ብምርካብ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ኣብ መልእኽቶም፥ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ናብ ካልኣይ ዙር ምዕራፍ ይዳለወሉ ኣብ ዘሎ እዋን ትካላት ሚዲያ ብስፍሓት ምህናፀን ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።

እቲ ኮሚሽን ዝሰርሖም ስራሕቲ ናብ ህዝቢ ዝበፅሑ ብሚዲያ ብምዃኑ ነዚ ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትም እቲ ኮሚሽን ዘመሓላልፎም ሓበሬታታት ናብ ህዝቢ ኣብ ምብፃሕ ከምዝሰርሕ ዘለዎም እምነት ገሊፆም።

ፕሮፌሰር መስፍን ንህዝ ከተማ ደሴን ሰራሕተኛታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment