ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ።

ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሸን ሂሩት ገብረስላሴ፥ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብዝምልከት መብርሁ ሂበን።

ኣብቲ መድረኽ ፅንሰ ሓሳብ ሃገራዊ ዘተ፣ ኣድላይነት ሃገራዊ ዘተን ካልኦት ጉዳያትን እውን ኣብሪሀን።

ሃገራዊ ዘተ ዝግበረሉ ቀንዲ ምኽኒያት ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ብምንጋስ፣ ፅኑዕን ቅቡልነት ዘለዎን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ከምዝኾነ ተዛሪበን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

Comments (0)
Add Comment