ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገለግሎት ጥዕና ናይ ልምዲ ልውውጥ መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገለግሎት ጥዕና ናይ ልምዲ ልውውጥ መድረኽ ኣብ ከተማ ጀንካ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ናይ ኩሎም ክልላትን ካብ ኩሎም ምምሕዳራት ከተማ ዝተመረፁ ሆስፒታላትን፣ ናይ ደቡብ ኦሞ ዞባ ሰብ ሞያ ጥዕና ተሳቲፎም።

ኣብቲ መድረኽ ዝተፈላለዩ ኣወሃህባ ግልጋሎት ብዝምልከት ዘተ ይግበር ከምዘሎ ካብ ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ክልል ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment