ሃገራዊ ሲምፓዝየምን ኤግዚቢሽንን ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ሃገራዊ ሲምፓዝየምን ኤግዚቢሽንን ልምዓት ሕርሻ ክልል ትግራይ ብዕሊ ተኸፊቱ።

ኣብቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተኸፈተ ዕላዊ መኽፈቲ ስነ ስርዓት፥ ላዕለዎት ሰብ መዚ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም።

ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻ መሳሪሕታትን ምህርቲታት ኣብቲ ኤግዝቢሽን ከምዝቐርቡ ተገሊፁ።

እቲ ኤግዚብሽን፥ ንተኸታታሊ ሓሙሽተ መዓልታት ከምዝፀንሕ አውን ተሓቢሩ።

Comments (0)
Add Comment