ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ጎንፂታት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ርኡይ ታራ ኣለዎ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ ገሊፀን።
ኣምቫሳደር ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ፥ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ብዘተ ንምፍታሕ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ብምጥያሽ ከይዲ ሰላም ምጅማሩ ከምትድግፍ ተዛሪበን፡፡
ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ረኺበን ልዝብ ምግባረን ዝገለፃ እተን ኣምባሳደር፥በዚ ድማ እቲ ኮሚሽን ንኹሉ ክፋል ሕብረተሰብ ብዘማእኸለ መልክዑ መካተቲ ዘተ ብምግባ ጎንፂታት ምፍታሕ ዘኽእሉ ጠቓሚ ስብስብ ከምዝተፈጠረ ምግንዛበን ገሊፀን፡፡
አገራዊ ምክክሩ ኢትዮጵያውያን በራሳቸው አቅም የራሳቸውን ዘላቂ ሰላም ማምጣት የሚችሉበት እድል በመሆኑ የኮሚሽኑ አባላት እንዳብራሩላቸውያነሱት አመባሳደሯ÷ኮሚሽኑ የሚያከናውናቸው ተግባራትን ለሕዝብ ተደራሽ በማድረግ ከወዲሁ መግባባትን እየፈጠረ መሄድ አንደሚጠበቅበትም ነው የጠቆሙት፡፡
መንግስት ሰብዓዊ ድጋፍ ወደ ትግራይ ክልል እንዲደርስ እያደረገ ያለውን ጥረት አድንቀው÷ ሰብዓዊ እርዳታ የጫኑ በርካታ ተሽከርካሪዎች ወደ ትግራይ እየገቡ መሆኑን ተናግረዋል፡፡
መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንኽኸውን ትፅቢት ዝግበረሉ ሓገዝ ከምዝገብር እውን ኣረጋጊፀን፡፡
ሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓት ዴንማርክ ፍሌሚንግ ሞለር ሞርተንሰን ኣብ ክልል ጎዴ ድርቂ ዘብፀሖ ጉድኣት ከምዝተዓዘቡ ምግላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።