ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ-ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንባት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ ከብላ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚል ተዛሪበን።

“ከይዲ ሽግግር ዴሞክራሲ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ፣ ምርጫ 2013 ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሚኒስቴር ሰላም ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

በመድረኩ ላይ ንግግር ያደረጉት የሰላም ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ሃገራዊ መግባባትን ለመፍጠር በልዩነት ላይ ሳይሆን አንድ በሚያደርጉ ዕሴቶች ላይ ትኩረት ማድረግ ይገባል ብለዋል።

ኣብቲ መድረኽ መደረ ዝገበራ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚል፥ ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ ኢለን።

ኣብ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር መስ ዝተፈላለዩ ትካላት ይሰራሕ ከምዘሎ እውን ሓቢረን ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment