ሃዋሳ መበል 17 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታትን ተተኣናግድ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ሃዋሳ መበል 17 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታትን ብድምቀት ተተኣናግድ ኣላ።

ኣብ ስታዲየም ሃዋሳ እናተሳለጥ ኣብ ዝርከብ እቲ በዓል÷ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ብሄራትን ብሄረሰባትን፣ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን ተረኺቦም።

ቀዳማይ ሚነሲትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትራትን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብታ ከተማ ተረኺቦም።

ኣብቲ ክብረ በዓል ዝተፈላለዩ ብሄረሰባት ምርኢታት ከቕርቡ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment