ሃማስ ካብ ሰሜን ጋዛ ከምዝተወገደ እስራኤል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ካብ ሰሜን ጋዛ ከምዝተወገደ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ።

ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት እስራኤል ሪር ኣድሚራል ዳንኤል ሃጋሪ፥ ኣብ ወሽመጥ ጋዛ ዝርከቡ ግዝኣታት ሃማስ ዝውሰድ ሰፊሕ ወተሃደራዊ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ሰሜን ጋዛ ዝነበሩ ኣባላት ዕጡቓት ሃማስ ከምዝተወገዱ ተገሊፁ።

ኣብ ቀፃሊ እውን ኣብ ማእከላዊን ደቡባዊን ጋዛ ኣብ ልዕሊ ዝዓስከረ ዕጡቕ ሃማስ ዝተጠናኸረ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ኣረጋጊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment