ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝተገበረ ጊዜያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ንክናዋሕ ሓቲትቱ።
እቶም ዝተዓገቱ ሰባት ንምስዳድ ብመሰረት ዝተቐመጠ ገደብ እዋን ፃዕሪ እንተተገበረ እውን ምስ ዘሎ ምፅባብ ግዘ ክሰምር ኣይከኣለን ኢሉ።
ስለዝኾነ እቲ ግዚያዊ ስምምዕ ንተወሳኺ ክልተ ክሳብ ኣርባዕተ መዓልታት ንክናዋሕ ባህጊ ከምዘለዎ ንክልቲኦም ሓይሊታት የሸማግላ ንዘለዋ ኳታርን ግብፅን ገሊፁ።
እቲ ዝተገበረ ግዚያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ስዒቡ፥ ሃማስ ዝዓገቶም 40 እስራኤላዊያንን 18 ዜጋታት ወፃኢን እንትለቅቕ እስራኤል ብግደኣ 117 ፍልስጤማዊያን ምፍትሓ ቲ ኣር ቲ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።