ሂዝቦላህ ናብ ከተማ ሃይፋ ልዕሊ 100 ሮኬታት ኣወንጪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ኣብ አስራኤል ናብ እትርከብ ከተማ ሃይፋ ልዕሊ 100 ሮኬታት ኣወንጪፉ።

ነታ ከተማ ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ አንትወርዳ ድሕሪ 18 ዓመታት ንፈለማ እዋን ከመዝኾነ ተሓቢሩ።

እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብነፈርትን አግረኛን ኣቢላ ነእትፍፅሞ መጥቃዕቲ ሕነ ይፈዲ ዘሎ ሂዝቦላህ እቲ ሮኬታት ናብ አስራኤል የወንጭፍ ከምዘሎ ቢቢሲ ፀብፂቡ።

ብኻሊእ መዳይ ኣብ ቤይሩት ዝነብሩ ሰብ መዚ፥ ኣብታ ከተማ ካብ ስግኣት ናፃ ዝኾነ ስፍራ የለን ኢሎም።

Comments (0)
Add Comment