ሁዋዌ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ንምንቅስቓስ እናሰርሐ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ሁዋዌ መንግስቲ ዘፈር ቴሌኮም ምኽፋቱ ስዒቡ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ንምንቅስቓስ እናሰርሐ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።

ኢትዮጵያ እናዓበየትን ኣብ ቀፃሊ ኣዚያ ኣድላዪት ሃገር እናኾነት ምምፅኣ፥ ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዝርከባ 22 ሃገራት ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ሁዋዌ ሎይሴ ታማልጎ ተዛሪቦም።

እቶም ሓላፊ ስትራቴጂ ኩባኒያ ብጣዕሚ ቀሊል ከምዝኾነ ገሊፆም።

መንግስቲ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ንግሊ ዘፈር እንተመሓላልፍ፥ ሁዋዌ ቦታ ንምርካብ ከምዝሃቀነ እውን እቶም ሓላፊ ኣፍሊጦም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ስልጣ እንትመፅኡ ዘፈር ውልቀ ክሳተፈሎም ትልሚ ካብ ዝተተሓዘሎም ትካላት ሓደ ኢትዮ ቴሌኮም ከምዝኾነ ፀብፃብ ቢዝነስ ላይቭ ኣዘኻኺሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment