ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡

ሽቶታት ሃዲያ ሆሳእና÷ ፀጋዬ ብርሃኑ ኣብ መበል 25፤ መለሰ ሚሻሞ ኣብ መበል 85 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡

ሽቶታት ጋንታ ሃዋሳ ከተማ ድማ ሙጂብ ቃሲም ኣብ መበል 92ን ኤፍሬም አሻሞ ኣብ መበል 93 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment