ስፓርት

ስፓርት

ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ • ሪያል ማድሪድ ምስ ማንችስተር ሲቲ • ቦርስያ ዶርትሙንድ ምስ ፒኤስጂ • ሊዮን ምስ ጁቬንቱስ • ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሊቭርፑል • ኣትላንታ ምስ ቫሌንሽያ • ቼልሲ ምስ ባየር ሙኒክ • ኣር ቢ ሌፕዚግ ምስ ቶተንሃም • ባርሴሎና ምስ ናፖሊ ተደልዲለን ኣለዋ።
Read More...

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ። እቲ ውድድር ካብ 7 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ስታዲየም፥ ውድድር ሓፂርን ማእኸላይን ርሕቐት፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል፣ ስጉሚን ካልኦት ተግባራትን ክካየድ ኢዩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ዕለት ድማ፥ መፃረዪን ፍፃመን ውርወራ ኣሎሎ፣ መፃረዪን…

ጋንታ ወልዋሎ ንስሑል ሽረ 3 ንባዶ ረቲዓታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ጋንታ ስሑል ሽረን ወልዋሎን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን ኣካይደን። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ወፀታ፥ ገናናው ረጋሳ ኣብ መበል 16 ደቓይቕ፣ ጁኒያስ ናጋነጂቦ ኣብ መበል 32 ን 55ን ደቓይቕ ብዘቑፀሩወን 3 ሸቶታት ጋንታ ወልዋሎ 3…