ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ጥሪ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ምስ ጋንታ ሲዳማ ቡና ዝተፃወተት ጋንታ ሲዳማ ቡና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡ ማማዱ ሲዴቤ ድማ ነታ ሸቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna…
Read More...

ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሓደ ፀዋታ ኣተኣናጊዱ። ምስ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ጋንታ ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ብሕታዊት ሸቶ ዘመዝገበ ተፃዋቲ ድማ ሙጂብ ቃሲም ኢዩ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ፀወታ ቤትኪንጊንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንጊንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሓደ ፀዋታ ኣተኣናጊዱ። ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ዘተኣናገደት ጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። መስፍን ታፈሰን ኤፍሬም ኣሻሞን ናይ ሃዋሳ ሸቶታት እንተቑፅሩ፥ ብሕታዊት ሸቶ ባህርዳር ከተማ ድማ ሳለኣምላክ  ተገኝ ኣመዝጊቡዋ፡፡…

ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ኮይኑ። ማሕበር ዊልቸር ኩዕሾ ስክዒት ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ዊልቸር ኩዕሶ ስክዒት ፍቓድ ኣባልነት ምርካቡ ካብ ኮሚሽን ስፖርት ፌዴራልዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዚ ድማ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ ጉዱኣት ኣካል ካብ ውሽጢ ዓዲ…

መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ዓብዪ ጉያ ዝተዓወቱ ደቂ ኣኒስትዮ ብቕደም ሰዓብ 1ኛ ፅጌ ገ/ሰላማ ካብ ኢትዮ ኣትሌትክስ 2ኛ መድህን ገ/ስላሴ  ባንኪ ንግዲ 3ኛ ገበያነሽ ኣያሌው ካብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 20 ዓብዪ ጉያ 2013 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ዓብዪ ጉያ ዝተዓወቱ ደቂ ተባዕቲዮ ብቕደም ሰዓብ 1ኛ ኣቤ ጋሻሁን ካብ ቤት ህንፀት ኣምሓራ 2ኛ ታደሰ ወርቁ ደቡብ ፓሊስ 3ኛ ሚልኬሳ መንገሻ ጋንታ ሰበታ እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ ጋንታታት እናተፃወቱ ዝነበሩ ተፃወትቲ ዝተፈቐደ ፍሉይ እዋን ዝውውር ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ ጋንታታት እናተፃወቱ ዝነበሩ ተፃወትቲ ዝተፈቐደ ፍሉይ እዋን ዝውውር ክሳብ 23 ጥሪ 2013 ዓ.ም ኣናዊሑ። እቲ ዝውውር ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ ውሽጢ ኣፀጋሚ ኩነታት ከምዝነበሩ ምዃኖም ኣብ ግምት ብምእታው ካብ 26 ክሳብ 30…