ስፓርት

ስፓርት

ኣሰልጣኒ ዘማሪያም ወ/ጊዮርጊስ ኣሰልጣኒ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ዘማሪያም ወ/ጊዮርጊስ ኣሰልጣኒ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማብምዃን ብዕሊ ነታ ጋንታ ተረኪቦም ተባሂሉ። እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ጋንታ ወልዋላ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ሓዊሱ ንጋንታታት ኣዳማ ከተማ፣ ፋሲል ከነማ፣ ወልዲያ ከተማን ጅማ ኣባ ጅፋርን ምስልጣኖም ይዝከር፡፡ ሕዚ ድማ ብውዕሊ ሓደ ዓመት ጋንታ ድሬዳዋ ከተማን ንምስልጣን ምስምዕመዖም ተፈሊጡ፡፡ እታ ጋንታ ናብ ዘሐሸ ደረጃ ምብፃሕ ዕዮ ገዝኦም ከምዝኸውን ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ፈላማይ ስረሖም ድማ ድሕሪ ፅባሕ ሓሙስ ጋንታ ሃዋሳ…
Read More...

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 12 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) በ12ኛው ሳምንት የቤትኪንግ የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ሰበታ ከተማ ድል ቀንቶታል፡፡ ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተገበ…

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ምስ ወላይታ ዲቻ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ምስ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን። ኣብ ባህርዳር ከተማ ዓለም ለኸ ስታዲየም ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋናታታት ሽቶ ከመዝግባ ኣይከኣላን፡፡ ስለዝኾነ ድማ ባዶ ንባዶ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ካሊእ ናይ…

ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ፖላን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓት ቀኒዑዎም። ብ3000 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ፋንቱ ወርቁ ድማ ሳልሰይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ብ800 ሜትሮ ኣብ ዝፃሐደ ውድድር ሃብታም ኣለሙ ስዒራ።…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ኣብ ሓደ ሰሙን ንኻልኣይ ጊዘ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋዬ ኣብ ፈረንሳይ፣ ቫል ዴ ሪዩል ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮን ውሽጢ ገዛ 800 ሜትሮ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቓን 57 ሴኮንድን 06 ማይክሮ ሴኮንድን ብዝኾነ ፈጣን ናይ ዓለም ሰዓት እያ ተዓዊታ። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ኣብ ፈረንሳይ ሌቪን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ውሽጢ ገዛ…

ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ዳያኑ ኣትሌቲክስ ቀዳማይ ብርኪ ሰርተፊኬት ኣትሌቲክስ ዓለም ተዋሂቡዎም። እቶም ዳያኑ ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ጌዴሬሽን ኣይተ ቢልልኝ መቆያን ፕሬዚዳንት ማሕበር ዳያኑ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣይተ መኮንን ጤናውን ኣብቲ ስነስርዓቱ ተረኺቦም፡፡ ኣይተ…

መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ዙር ምንቅስቓስ ብቕዓት ኣካል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሰዓት 12፡ 00 ጀሚሩ ተኻይዱ። እቲ ምድላው ኮሚሽን ስፖርት ምምሕዳር ኣዲሰረ ኣበባ ዝመርሖ ኢዩ። ''ንሰላም ሃገረይ ዘብዒ ክኾን ኢየ፤ ንሰራዊ ምክልኻል ሃገር ቀዳምነት ክህብ ኢየ'' ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ። እዋናዊን…