ስፓርት

ስፓርት

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሰበታ ከተማን ሃዋሳ ከተማን ኣራኺቡ ነይሩ፡፡ ኣብቲ ፀወታ ድማ ሰበታ ከተማ ንሃዋሳ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ረኺባ፡፡ የሰበታ ከተማን የማሸነፊያ ጎል ፍፁም ገብረማርያምና መስዑድ መሀመድ አስቆጥረዋል ሰበታ ከተማ ስዒራ ዝወፅአትለን ሽቶታት ፍፁም ገብረማርያምን መስዑድ መሓመድን እንተመዝግቡወን፥ ብሕታዊት…
Read More...

ኮሚሽን ስፖርት ትግራይን ስፖርትን ናብ ንቡር ንምምላስ ዘኽእል ምንቅስቓስ ተጀሚሩ- ኣይተ ዱቤ ጅሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ስፖርት ትግራይን ስፖርትን ናብ ንቡር ንምምላስ ዘኽእል ምንቅስቓስ ተጀሚሩ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ስፖርት ፌዴሪኢ ኣይተ ዱቤ ጅሎ ገሊፆም። ኣይተ ዱቤ ኣብ ትግራይ ዝግበር ደገፍ ብዝምልከት ንጋዜጠኛታት መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ ክልል ብዝነበረ ፀገም ፀፅታ ካብ ዝተጎድኡ ትካላት መንግስቲ ኮሚሽን ስፖርት ትግራይ ሓደ…

መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ቤተሰብ ስፖርት፣ ነበርቲ ክፍለ ከተማ የካን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። ዓወት ዓድዋ ዝዝክሩ መልእኽቲታት ኣብቲ መድረኽ ተመሓላሊፎም። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ቴሌግራም ገፅና…

ኣብ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ 3 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ 8 ደቒቕ 22 ሰከንድን 65 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዋቲት ኮይና፡፡ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለምለም ሃይሉን ኬንያዊት ኣትሌት ቢትሪስ ቺቤት 2ይቲን…

ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 17፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዲያ ሆሳእና ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ብሕታዊት ሽቶ ሃዲያ ሆሳእና ካሉሻ ኣልሃሰን ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ነቲ ሊግ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ፋሲል ከነማን ሰበታ ከተማን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ስታዲየም…

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ 4 ን 3 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ፀወተአን ኣካይደን፡፡ ጌታነህ ከበደ ክልተ ሽቶታት እንተመዝግብ፤ ዝተረፋ ድማ ኣቤል እንዳለን ኣብዱልከሪም መሐመድን…

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንኣዳማ ከተማ እንትትስዕር ኣቡበክር ናስር ሃትሪክ ሰሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 4 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ሰዓት 4 ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ፀወተአን ኣካይደን፡፡ ሰለስተ ሽቶታት ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣቡበክር ናስር እንተመዝግብ፤ ታፈሰ ሰለሞን ድማ ነታ…