Fana: At a Speed of Life!

በዓል ኢሬቻ ኣብ ሆራ ኣርሰዴ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓደ ኣካል ስርዓት ገዳ ዝኾነ በዓል ኢሬቻ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆራ ኣርሰዴ ተኸቢሩ።

እቲ በዓል ስርዓት ገዳ መሰረት ብምግባር ብምርቓት ኣባ ገዳታት ኢዩ ተጀሚሩ።

በዓል ኢሬቻ፥ በዓል ምስጋና፣ ፍቕሪ፣ ሰላምን ይቅርታን ኢዩ።

ስለዝኾነ ድማ ኣብቲ በዓል ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመፅኡ ክፋላት ሕብረተ ሰብ ኣብ ሆራ ኣርሰዴ ተረኺቦም ንፈጣሪኦም ምስጋና ኣቕሪቦም።

ናይዚ ዓመት በዓል ኢሬቻ ብምኽንያት ለበዳ ቫይረስኮሮና ዝተወሰኑ ሳሰባት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ተኸቢሩ።

እቲ በዓል ትማሊ ኣብ ሆራ ፊንፊኔ ብድሙቕ ኩነታት ከምዝተኸበረ ይዝከር።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.