Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰብ ዕድል መንበሪ ሓባር ኣባይቲን ብምኽኒያት ልምዓት ዝተልዓሉ ሓረስቶትን ቁልፊ ምርካብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰብ ዕድል መንበሪ ሓባር ኣባይቲን ብምኽኒያት ልምዓት ዝተልዓሉ ሓረስቶትን ቁልፊ ምርካብ ጀሚሩ።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝወፅአ መበል 13 ዙር ዕጫ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 51 ሺሕን 229 ሰብ ዕድል ስነ ሰርዓት ምርኽኻብ ቁልፊ ተሳለጡ።

ኣብቲ ናይ በሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ 22 ሺሕን 915 ብምኽኒያት ልምዓት ዝተልዓሉ ሓረስቶት አወን ተረባሕቲ ኮይኖም ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.