Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ኣብ ጎርጎራን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)22 ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ንመኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተመረፀ ፕሮጀከት ከተማ ጎርጎራን ዑደት ገይሮም።

መራሒ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ዑመር ኣልጋብ፥ ብኣቀባብላ ምምሕዳርን ህዝብን እቲ ከባቢ ከምዝተሓጎሱ ገሊፆም።

እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ብሆቴልን ቱሪዝምን ከምኡውን ብዓውዲ ኢንዱስትሪ ንምውፋር ባህጊ ከምዘለዎም ተሓቢሩ።

ስለዝኾነ ኣብ ዝተረከብዎም ናይ ኢንቨስትመነት ቦታታት ብህፁፅናብ ተግባር ብምእታው ንኣገልግሎት ድሉው# ከምዝገብሩ ኣፍሊጦም።

ዋና ኣመሓዳሪ ማእኸላዊ ዞባ ጎንደር ኣይተ ወርቁ ኃይለማርያም፥ ኣብ ጎርጎራ ንሎጅ ዝኸውን 10 ሄክታር መሬት ነቶም ሰብ ሃፍቲ ንምሃብ ተዳሊዩ ኣሎ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.