Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያችው 100 ንዝኾኑ ዓይነ ስዉራት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሓደ ሚኢቲ ንዝኾኑ ዓይነ ስዉራት መኣዲ ኣካፊለን።

በዛሬው ዕለት በተከናወነው በዚህ ማዕድ ማጋራት ፕሮግራም ለአይነስውራኑ ሩዝ፣ ዘይት እና ዱቄት አበርክተዋል።

ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ እቲ ምክፋል መኣዲ፥ ነቶም ዓይነ ስዉራት ሩዝ፣ ዘይቲን ሕሩጭን ኣበርኪተናሎም።

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንፅጉማት ኣረጋውያን፣ ጉድኣት ኣካልን ካልኦት ዜጋታትን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝገብር ይፍለጥ።

እቲ ቤት ፅሕፈት ተበፃሕነት ትምህርቲ ንምስፋሕ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ኣቢያተ ትምህርቲ ብምህናፅ ብፅሒቱ እናተዋፅአ ከምዝርከብ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.