Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምፍፃም ናብ ካርቱም ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ሎሚ ንጎሆ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሱዳን ኣብ ዝሀልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሀንን ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣብደላ ሃምዶክን ብምርኻብ ኣብ ክልቲኣዊ ርከብ ዘተ ክገብሩ ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.