Fana: At a Speed of Life!

ማእከላዊ እዚ ዳሎል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእከላዊ እዚ ዳሎል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ጅማ ይኽበር ኣሎ።

ዳይሬክተር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሰራዊት ምክልኻል ብርጋዲየር ጀኔራል ሁሉሃገርሽ ደረስ፥ ደቂ ኣኒስቲዮ ምስ ደቂ ተባዕቲዮ ማዕረ ጅግንነተን ኣርእየን ብቖራፅነት ንኢትዮጵያ ብምሕላወን ከውደሳ የግባእ ኢለን።

ደቂ ኣኒስቲዮ ብተፈጥሮ ዝተዓደለን በልሓት ብምጥቃም ብቕዓተን ተወሲኹዎ ንሃገር ካብ ፀላኢ ሓሊየን ምፅነሐን እውን ገሊፀን።

ብተወሳኺ ካብቲ ዓውዲ ወፃኢ ንዘለዋ ደቂ ኣኒስቲዮ መሰል ብምሕላው ንኩለ መዳይ መዕባለ ሃገር ኣስተዋፅኦ ይገብራ ኣለዋ ኢለን።

ብኣብዱረህማን መሓመድ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.